Proizvod vam ne odgovara? Nema veze! Možete nam vratiti unutar 30 dana
S poklon bonom ne možete pogriješiti. Za poklon bon primatelj može odabrati bilo što iz naše ponude.
30 dana za povrat kupljenih proizvoda
ኣብ ሃገርና ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርንዓት ኣቶኪራ ብመልክዕ እኩብ ግጥምታት ዝተጻሕፈት ደቂ ዛግራ ዘርእስታ ሓዳስ መጽሓፍ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ብፍሉይ ቅድን ፈጠራን ዝተዳለወት መጽሓፍ: ልዑል ናይ ምዝንጋዕ ትሕዝቶ ዝሓዘት ኮይና፡ ሓሳባት ኣብ ምክፋል፡ ስምዒታት ኣብ ምግላጽ፡ ዝተፈላለዩ ውስጠዘታት ስእሊ ኣብ ምፍጣር፡ ልዑል ተራ ከም ትጻወት እምንቶና'ዩ'ሞ፡ ብዝያዳ ዓዲግኩም ከተስተማቕርዋ ብኣኽብሮት ንዕድም።
ብዘይካ ካብ ኣማዞን ካብ ኣመሪካ፡ ካናዳን ኤውሮፓን ዘለዉ ኣከፋፈልትና ክትረኽብዋ ከምእትኽእሉ'ውን ብትሕትና ክንሕብረኩም ንፈቱ።
ኣከፋፈልቲ
USA = +16784719868
UK = +447478147047
CANADA = +1587429396
SWITZERLAND = +41789466744 +41764168276
NORWAY = +4797388276
ITALY = +393886203197
GERMANY = +4915214385994
BELGIUNM= +32471897703